Skip to content

Info-Lango (ኢንፎ ላንጎ) እንታይ እዩ?

 

ኢንፎ ላንጎ ብብዝሓ ቓንቓታት ብርሕቐት ዝቐርብ ምኽራዊ ኣገልግሎት እዩ። በዚ መሰረት ምኽርታትን መምርሒታትን ንአብነት መንበሪ ኣባይቲ፡ ተኽእሎታትን ኩነታትን ስራሕ፡ ትምህርቲ፡ ትርፊ ጊዜን ምዝንጋዕን ከምኡ እውን ማሕበራዊን ጥዕና ሐለዋ ኣገልገሎትን ብዝምልከት ንዝቀርቡ ሕቶታት ማለት እዩ። እዚ ምኽራዊ ግልጋሎት ብኣብዝሐ ቓንቓታት ይቐርብ።  

እዚ ኣገልግሎት ንኹሉ ኮይኑ ኣየኽፍልን/ ብነጻ እዩ።

 

ብቴሌፎን

ብቓንቓኻ ናብ ዘማኽረካ ኣማኻሪ ኩሉሳብ ሰሉስን ሐሙስን ካብ ሰዓት 18–20  ቁ. ቴሌፎን 040 190 3481